Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ማሞ ምህረቱን ዶ/ር እዮብ ተካልኝን ምስ ሚኒስትር ንግዲ ፈረንሳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝን ምስ ሚኒስትር ንግዲ ፈረንሳይ ኦሊቪየር ቤችት ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ዘሎ ምትሕብባር ንግዲ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ትኹረት ገይሮም፡፡

ኦሊቪየር ቤችት÷ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ከምትድግፍ ኣረጋጊፆም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ሃገሮም ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ብጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት መሊስካ ንምህናፅ ዝግበር ፃዕሪን ከምትድግፍ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅሒፎም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.