Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣይተ ደመቀ፥ ከም ሃገር ግብርና ንምዝማን ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ኢዮም ኢሎም።

ውፅኢት ይምዝገብ ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም።

ከም ሃገር ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲ ግብርና እወንታዊ ውፅኢት ንክምዝገቡ ምግላፆም ኣብ ሚኒስቴር ግብርና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.