Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ምብፃሕ ስራሕ ፋዊ ናብ ቱርኪ ከቕንዑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ምብፃሕ ስራሕ ፋዊ ናብ ቱርኪ ከቕንዑ ኢዮም።

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ዝገብርዎ ዑደት ፅባሕ ክጅምሩ ኢዮም።

ኣብ ፃንሒቶም ድማ ኣብ ናይ ሓባር ዛዕባ ክልቲአን ሃገራት ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ።

ዓለም ለኻዊን ቀጠናዊን ጉዳይ ብዝምልከት እውን ከምዝዛተዩ ተገሊፁ።

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኣንካራ ዝተሃነፀ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ክምርቑ ኢዮም ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.