Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ንኸዕቢ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ንኸዕቢ ሓቲቶም።

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ. ፖፕ ተዛቲዮም።

ኣብዚ እዋን ድማ እቲ ትካል ኢትዮጵያ ፍልሰት ንምቁፅፃር ትገብሮ ፃዕሪ ዝገብሮ ሓገዝ ንኸዕቢ ሓቲቶም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.