Fana: At a Speed of Life!

 “ኣገልጋሊነት ልዑል ክብሪ ኢዩ”-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጳጉሜን ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣገልጋሊነት ልዑል ክብሪ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣገልጋሊነት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክብሪ ዝርከብ ካብ ምግልጋል ኢዩ። ፈጣሪ፣ ሃገር፣ ህዝቢ ካብ ምግልጋል ወፃእ እንታይ ህይወት ኣሎ ኢሎም።

ብትወሳኺ ኩልና ኣብ ሓደ ቦታ ኣገልገልቲ ኣብ ካሊእ ቦታ ድማ ተገልገለቲ ኢና ክብሉ ገሊፆም።

ኣገልጋሊነት ናይ ኩላትና ባህሊን ስነ ምግባርን እንተኾይኑ ዝኾነ ይኹን ቤት ዕዮ ሰናይ ምምሕዳር ዝነገሰሉ ይኸውን ዝበሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ዝኾኑ ኣካላት ጥራሕ ንከገክግሉና ካብ ምፅባይ ግን ኣብ ሓደ ሓደ ቦታታት ተደሊዩ ዝርከብ ብርቂ ሃፍቲ ይኾነና ኢሎም።

ብቑዕ ኣገልጋልነት ዘይብላ ሃገር፣ ብምዕባለ ምርሓቕን ምሕንባብን ትፅገም ኢያ ኢሎም ኣብ መልእኽቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.