Fana: At a Speed of Life!

እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ።

ኣብ ኢትዮጵያ ዕግርግር ብምቕስቃስ ሰባት ክቕተሉን ክመዛበሉን ካብ ምግባር ጀሚሩ ዘረፋ ዲፖታት ነዳዲ ምፍፃሞም ዘመላኽቱ መረዳእታታት ምእካቡ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ገሊፁ፡፡

እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ኣራዳ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ኢዩ ጉዳዮም እናተርኣየ ዝርከብ፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ብሕማም ምኽንያት ዘይቀረቡ ኣይተ ኣባይ ወልዱን ዶክተር ሰለሞን ኪዳነን ሎሚ መዓልቲ ቀሪቦም፡፡

ብታሪኽ ኣዱኛ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.