Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።

እተን ፕሬዚዳንት መዓልቲ ኣፍሪካ ብዝምልከት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መለእኽቲ፥ ብመሰረት ዝተዛበዐ ዓለም ለኸ ስርዓት ኣፍሪካ ሕውስውስ ፈተናታት ኣንፀላልየምዋ ከምዘለዉ ተዛሪበን።

ትካላትናን ዘለዉ መፈፀምቲ ስልቲታትን ኣዝዮም ተፈቲኖም ኢዮም ብምባል ዝገለፃ እተን ፕሬዚዳንት፥ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ ኢለን።

ስለዝኾነ ደቃ ነዚ ናይ ሓባር ዕላማ ብቑዓት ኮይንና ምርካብ ትፅቢት ይግበረልና ኢለን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.