Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ።

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላ እቲ ደገፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሉዊጂ ኣረኪበን።

ወ/ሮ ሚስራ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝኸፈቶ ኲናት ብምምካት ሰላም ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ መስዋእቲ ዝኸፍል ዘሎ ምዃኑ ኣዘኻኺረን።

ህዝቢ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ዘለዎ ደጀንነት ንምርግጋፅ 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ ኣሎ ኢለን።

 

ሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሉዊጂ ብግደአን፥ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብሙሉኡ ወተሃደር ኢዩ ኢለን።

ሀዝቢ ሃረሪ ዝገበሮ ደገፍ ድማ አመስጊነን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.