Fana: At a Speed of Life!

ክልተ ትካላት ትምህርቲ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 5 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቴክኒካል ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ትምህርቲ ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 5 ነጥቢ 3 ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ምግቢን ምግቢ ተንከፍን፣ መሐለዊ ፅሬትን ክዳውንቲን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ግብረ ራዕዲ ህሓት ንምቕባርን ዜጋታት መሊስካ እግሪ ንምትካልን ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ወፃ ሃገራትን ዝርከቡ ዜጋታት ክተሓባበሩ ከምዝግባእ ሓለፍቲ እተን ትካላት ትምህርቲ ምትሕስሳቦም ትፕኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.