Fana: At a Speed of Life!

ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር እቶትን ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሞም።

ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ብምዃን ግብሮም ንምኽፋል ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ነዚ ድማ ብኣገልግሎት ኦንላይን፣ መተግበሪ ቴሌብር ሞባይል ወይ ሓፂር መልእኽቲ ፅሑፍ *127# በምጥቃም ክፍሊት ምኽፋል ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ብማህሌት ተክለብርሀን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.