Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድ ጀርመንን ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድ ጀርመንን ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክት ከቲሞም።

እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ከባቢ ሴክተራት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከባቢ ስራሕን ናብራን ንምምሕያሽን ዕድል ስራሕ ክብ ንምባልን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን ማናጀር ጂ ኣይ ዜድ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣና ዋልድማንን ክታሞም ከምዘንበርሉ ካብቲ ኮሚሽን ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.