Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ።

ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እቲ ኣኼባ፥ ኣብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮናን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ኮሚቴ ኣብ ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስ ትኹረት ገይሩ ብዕምቆት ከምዝዛተን ካልኦት ተተሓሓዝነት ዘለዎም ጉዳያትን እውን ውሳነ ከምዘመሓላልፍ ካብ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ፍልፍል፦ ኢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.