Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ፈልሲ ተኺለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተረኺበን ፈልሲ ተኺለን።

እተን ሚኒስትር፥ ኣብታ ከተማ ቦሬ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ኣመራርሓታት እታ ምምሕዳር ከተማ፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ምምሕዳር ከተማን ከምኡ እውን ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ወለንታ መናእሰይ ብምዃን ፈልሲ ከምዝተኸላ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.