Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋስው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዳንኤል ጎቦናያ ዘቲየን።

እቲ ዘተ ኣብ ክሊ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ንስራሕቲ ክሌማዊ ለውጢ ዝውዕል ገንዘብ ምርካብ ኣብ ዘኽእሉ ሓደሽቲ ፈጠራታት ከምዝተላዘቡ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ሸትኡ ንክወቅዕ ዘኽእል ዓቕሚ ንምህናፅ ጠመተ ሂብካ ምስራሕ ከምዝግባእ እቶም ዳይሬክተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ገሊፁም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.