Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ፋንቱ ተስፋየ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ እናካየደ ይርከብ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ፥ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋየ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ገይሩ እንትሸይም፤ ኣይተ ኣማረ ሰጤ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኮይኖም ተመሪፆም፡፡

ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ወርቅሰሙ ማሞ ነተን ሓዳሽ ኣፈ ጉባኤ ርኽክብ ስልጣን ገይረን።

ብምንይችል ኣዘዘው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.