Fana: At a Speed of Life!

ዋና ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ በዓል 36 ደብሪ ህንፃ ከህንፅ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንዋና ቤት ዕዮ በዓል 36 ደብሪ ህንፃ ንምህናፅ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ-ኩርናዕ የካይድ ኣሎ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስተር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ፣ ኣካቢ ቦርዲ ኣመራርሓ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ላዕዎት ኣመራርሓ እቲ ትካልን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.