Fana: At a Speed of Life!

ዓለማዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 44 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 36 ግዘ ዝኽበር ዓለማዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።

ኣብቲ ዘተ ዝተረኸባ ሓላፊት ቢሮ ባህሊ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሂሩት ካሳው (ዶ/ር)፥ ኢትፐይ መስራቲት ቱሪዝም ሃገር ምዃና ገሊፀን።

ሎሚ ዓመት ዝኽበር መዓልቲ ቱሪዝም ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ከተማታት ቱሪዝም ዓለም ኣብ ዝኾነትሉ፣ ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦን ብሄራዊ ፓርክ እንባታት ባሌ ኣብ ዓለም ብቕርስነት ዝተመዝገቡሉ ምዃኑ ፍሉይ ይገብሮ ኢለን።

ብፈቲያ ዓብደላ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.