Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ለገስቲ ደም ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ለገስቲ ደም ኣብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።

እቲ መዓልቲ ንመበል 18 እዋን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ “ደም ብምልጋስ ህይወት ወገናት ንምቕፃል ንእተበርክትዎ ክቡር ውህብቶ ምስጋና አቕርብ” ኢለን።

ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ብፍላይ መናእሰይ ብወለንታዊ ደም ናይ ምልጋስ ባህሊ ከብ ብምባል ግደኹም ከትዋፅኡ ፃውዒት አቕርብ ክብላ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን ፅሒፈን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.