Fana: At a Speed of Life!

ዕላዊ ስነ-ስርዓት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ስነ-ስርዓት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ስነ-ስርዓት ምምስራት ክልል ሃዋሳ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.