Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ተምሃሮአን ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ተምሃሮአን ኣመሪቐን።

ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 59 ተምሃሩኡ ንፈለማ እዋን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፡፡

ዩኒቨርሲቲ ደብረ ታቦር እውን ብ39 ክፍሊታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 518 ተምሃሩኡ ን7ይ ግዘ ኣመሪቑ፡፡

ካብ ሞንጎ እቶም ተምሃሮ ድማ 40 ሚኢታዊ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢየን ተባሂሉ፡፡

2 ሺሕን 486 ብቀዳማይ ዲግሪ፣ ከምኡ እውን 32 ተምሃሮ ብኻልኣይ ዲግሪ ዝተመረቑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ እውን ንፈለማ እዋን 827 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.