Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝሰልጠኑ 3 ሺሕን 206 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

እቶም ተምሃሮ ብዓውዲ ሕክምና፣ ተፈጥሮ ሳይንስ፣ ማሕበራዊ ሳይንስን ወዘተ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 296 ብሕክምና ዝሰልጠኑ አንትኾኑ እቲ ዩንቨርስቲ ሓካይም እንተመረቕ ኣብ ታሪኩ ንመፈለምታ እዋን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ጀማል ኣባፊጣ፥ ተመረቕቲ ሕክምና ህዝቦምን ሃገሮም ብምቕዳም ዝኣተውዎ ቃል ኪዳን ብትግሃት ንክዋፅኡ ሓቲቶም።

ብሙክታር ጠሃን ኣብዱራህማን መሃመድን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.