Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርስቲ ሃረማያ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ሃረማያ መበል 66 ዙር ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።

እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ 2013 ዓ.ም ምስ ዝተፈላለዩ ክፍሊታትን ፕሮግራማትን ትምህርቲ ብቐዳማይ ዲግሪ፣ ካልኣይ ዲግሪ፣ ሳልሳይ ዲግሪን ስፔሻሊቲን ዘሰልጠኖም ኢዩ ዘመርቕ ዘሎ።

ብተሾመ ሃይሉ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.