Fana: At a Speed of Life!

ዩኔስኮ ኣብ ኣፍሪካ ንዓውዲ ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ተበፃሕነትን ፅሬትን ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ገሊፁ።

ሓጋዚት ዳይሬክተር ጄኔራል ትምህርቲ እቲ ትካል ቲፋኒያ ጄኒኒ ኣብ ኣፍሪካ ሕዚ እውን ብዙሓት ሰገናት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ከምዝኾኑ ኣልዒለን፡፡

ጉዳይ ፅሬት ትምህርቲ ሕዚ እውን ብዙሕ ሕቶ ዝለዓለሉ ከምዝኾነ እውን ንግዜኢ ተዛሪበን፡፡

ዩኔስኮ ኣብታ ኣህጉር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘበርክቶ ኣስተዋፅኦ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.