Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሂሩት ካሳው መበል 125 በዓል ዓድዋ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንምኽባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው መበል 125 በዓል ዓድዋ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንምኽባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን።

ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓ ድማ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

እቲ በዓል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ብፓናል ዘተን ኣብ ታሪኻዊ ቦታታት ዑደት ብምግባርን ከምዝካየድ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.