Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ኬንያ ቻርለስ ኬተር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ኬንያ ቻርለስ ኬተር ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘራኽብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ መዛዘሚን መምርሒታት ትግበራን ኣተኲሮም ተመያይጦም፡፡

ኣተገባብራ እቲ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ብዝምልከት ዝግበር ሓሳብ ረቂቕ ስምመዕነት እውን ካብተን ሃገራት ብዝተውፃእፅኡ ኣባላት ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.