Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ ኣብ ክሊ ሓምለዋይ ልምዓትን ድርድር ህዳሰ ግድብን ብምድሃብ  ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ  ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጅን ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀል ኣብ ክሊ ሓምለዋይ ልምዓትን ድርድር ህዳሰ ግድብን ብምድሃብ  ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሉንድኩዊስት ተዛቲዮም።

ብተወሳኺ ድሕሪ ኮቪድ 19 ዝሓሸ ነገር ንምፍጣር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ተላዚቦም።

ከምኡውን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኣብ ቀረባ እዋን ብዛዕባ ዘካየድኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ብዝምልከት ሓሳብ ምልውዋጦም ኤምባስ ስዊድን ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.