Fana: At a Speed of Life!

ጀርመንን ኢትዮጵያን ድርድር ምትሕብባር ልምዓት ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመንን መንግስቲ ኢትዮጵያን ንዝገብርዎ ትሕብብር ልምዓት ደርድር ቅድመ ምድላው ምዕራፍ ኣኼባ ተሳሊጡ።

ብሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ዝተሳለጠ እቲ ኣኼባ ዕላምኡ 27ን 28ን ሕዳር ዓ.ም.ፈ ንዝካየድ ድርድር ብዕምቆት ብምዝታይ ግልፅነት ብምፍጣር ሓበራዊ ምርድዳእ ንምብፃሕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስቴር ግብርና፣ ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትንን ሚኒስቴር ፍትሒን ተሳቲፎም።

ብወገን ጀርመን ድማ፥ ኢምባሲ ጀርመን፣ ኬ.ኤፍ ደብል ዩ፣ ትካል ተራድኦ ጀርመን ተወኪሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.