Fana: At a Speed of Life!

ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣  22 ጥሪ ፣ 2013  ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ መምርሒ ጥዕና መከላኸሊ ኣፍሊጡ።

እቶም መድሓኒትን ናውቲታት ሕክምናን ቆላ ተንቤን ፍሉይ ስሙ ጎሮሮ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እዮም ተታሒዞም ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.