Fana: At a Speed of Life!

ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት መዐደሊታት ነዳዲ ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት መዐደሊታት ነዳዲ ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ፥ ንሰብኣዊ ደገፍ ዝቐርብ ነዳዲ ብዘይምትእጉጓል ተበፃሒ ንክኸውን ንምግባር እቶም መዐደሊታት ነዳዲ ነምፅጋን ይስራሕ ኣሎ ኢለን።

ክሳብ ሐዚ ብኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም መዐደሊታት ነዳዲ ናይ ምፍላይ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ድማ ሓቢረን።

ብመሰረት እዚ ኣብ ከባቢታት ራያን ቆቦን ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ነዳዲ ናይ ምቕራብ ስራሕ ከምዝተጀመረ ገሊፀን።

ኣላማጣ ኣብ ዝርከቡ ከባቢታት ድማ ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ነዳዲ ናይ ምቕራብ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ መግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.