Fana: At a Speed of Life!

ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል።

ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ።

ምኽንያቱ ድማ ንነዊሕ እዋን ካብ ቅብኣት ነገራት ርሒቑ ዝፀንሐ ጨጎራ ንሕማም ናይ ምቅላዕ ዕድሉ ዕዙዝ ስለዝኾነ ኢዩ ዝግለፅ።

ጥንቃቐ ዝጎደሎ ኣመጋግባ እንተኾይኑ፥ ከም ምንፋሕ ከብዲ፣ ቁርፀት ከብዲ፣ ጨጎራ ምቅፃልን ካልኦት ሕማማትን ከስዕብ ከምዝኽእል ይገልፁ።

ብምዃኑ ኣብ እዋን በዓላት ፀገም ጥዕና እንተየጋጠመ ንምሕላፍ፥ ዝሰናዳእ ምግቢ ብግቡእ ንፅህንኡ ዝተሓለወ ክኸውን ከምዘለዎ ይምዕዱ።

ካብዚ ብተወሳኺ ዝሰናድኡ ምግቢታት ቅብኣት ዝበዝሖም ከይኾኑ ግቡእ ጥንቃቐ ምግባር ከምዘድሊ እቶም ሰብ ሞያ ጥዕና ይመኽሩ።

ኣብ እዋን ኣመግጋባ ድማ ቀስ ብቐስ ንጨጎራ ክላመድ ብምግባር ብልክዕን ካብ መጠን ዘይሓለፈን ክኸውን ይግባእ ይብሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.