Fana: At a Speed of Life!

ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ፓሪሴንት ዥርሜን ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሽያ ዶርትመንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

ጋንታት ፒ ኤስ ጂን ባርሴሎናን ዝገብረኦ ፀወታ ምሸት 4 ሰዓት ኣብ ፓስታዲየም ርክ ዴስ ፕሪንስ ክካየድ ኢዩ፡፡

ብተመሳሳሊ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሽያ ዶርትመንድ ዝገብረኦ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ስፔን ስታዲየም ዋንዳ ሜትሮፖሊታኖ ክካየድ ኢዩ፡፡

ትማሊ ኣብ ዝተኻዱ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኣርሰናል ምስ ባየርን ሙኒክ 2 ማዕረ፤ ከምኡ እውን ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ 3 ማዕረ ምፍልላየን ይፍለጥ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.