Fana: At a Speed of Life!

ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ።

ኢትዮጵያ ብጥምረት ኣኮቫክስ ኣቢላ ኣብቲ ሰሙን ከምዝተረከበት ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ሓገዝ ኢትዮጵያ ካብ ሞንጎ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ፈረንሳይ ሓገዝ ክታበት ዝረኸበት ፈላመይቲ ሃገር ገይሩዋ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.