Fana: At a Speed of Life!

ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ፈተናን ምዘናን ትምህርቲ ገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጄንሲ ዶክተር ዲላሞ ኣቶሬ፥ ልዕሊ 616 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና ከምዝወስዱ ኣፍሊጦም።

ነዚ እውን 16 ሺሕ ፈተንቲ መምህራንን 2 ሺሕን 112 መፈተኒ ጣቢያታትን ከምዝተዳለዉ ሓቢሮም።

እቲ ፈተና ካብ ክልል ትግራይ ወፃእ ኣብ ኩሎም ክልላት ክወሃብ ኢዩ ኢሎም።

ብሲሳይ ጌትነት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.