Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ሽመት ስራሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሽመት ሂቡ፡፡

ብመሰረት  እዚ

  1. ኣይተ ሃፍታይ ገብረእግዚአብሔር ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ትግራይ
  2. ኣይተ ነብዩ ስሑል ኣብ ዋና ቤት ፅሕህፈት ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ቢሮ ዘፈር ሓገዝ ውዳበ ኣባላትን ክትትልን ኮይኖም ተሸይሞም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.