Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ኢዜማ ኣብ ቀፃሊ ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ምልዕዓል “ምረፁና” ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ኢዜማ ኣብ ቀፃሊ ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ምልዕዓል “ምረፁና” ጀሚሮም ።

እቲ መልዕዓል ካብ ሎሚ 1 ክሳብ 24 ሰነ 2014 ዓ.ም ዝፀንሕ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ንውድድር ኣቦ መንበርነት፣ መራሒን ፀሓፊን ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም።

ኮሚቴ ምርጫ እቲ ፓርቲ ወይዘሮ ቅድስት ግርማ፥ ምልዕዓል ምረፁና እንትጅመር ዝኾነ ይኹን ሕፁይ ደንቢ ስነ ምግባር እቲ ፓርቲ ከኽብር ኣለዎ ኢለን።

እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ወርሒ ሰነ ከምዘካይድ እውን ተገሊፁ።

ብፈቲያ ዓብደላ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.