Fana: At a Speed of Life!

ፓርኪንግ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ  90 ሚኢታዊት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብልዕሊ 2 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ ፓርኪንግ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ  90 ሚኢታዊት ተዛዚሙ።

ኣብቲ ህንፀት ንዝሳተፉ ዘለዉ ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መርሃ ግብሪ ምስጋና ተዳሊዩ።

እቲ ፕሮጀክት 1 ሺሕን 400 ተሽከርከርቲ ደው ዝብላሉ፣ 24 ሹቓት፣  ካልኦት ሰ መዘውተሪ ስፖርትን ዝሓቖፈ ኢዩ።

ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ፥ኣብታ ከተማ ዝህነፁ ዘለዉ  ዘለዉ  ሜጋ ፕሮጀክትታት ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዘለዉ ተዛሪበን።

ኣብ ቀፃሊ ካልኦት ሜጋ ፕሮጀክትታት ከምዝጅመሩ እውን ሓቢረን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.