Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን።

እተን ፕሬዚዳንት ናብ ኬኒያ ዝኸዳ ኣብ ስርዓተ ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር መዋይ ኪባኪ ንምርካብ ኢዩ።

ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ ኬንያ ዓለም እንትበፅሓ ፀሓፊት ካቢኔ ስፖርት፣ ባህሊን ቱሪዝምን ኣምባሳደር ኣሚና መሓመድን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ   መለስ ኣለምን ኣቀ2ባብላ ገይረሙለን።

እቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ፅባሕ ካምዝፍፀም ካብ  ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ   ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.