Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ደገፍ ውሕመ ኣብ እዋን ፈተና ንዝሃብኡ ኣመራርሓ አመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ካትሪን ሱዚ (ዶ/ር)  ኣብ እዋን ፈተና ንዝሃብኡ ኣመራርሓን ሰብኣዊ ደገፈን አመስጊነ።

እተን ፕሬዚዳንት እዋን ኣገልግሎተን ንዝዛዘማ ካትሪን ሱዚ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ሰኒየን።

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ፥ ሱዚ (ዶ/ር ) ኢትዮጵያ ብልዑል ኩነታት ኣብ ዝተፈተነትሉ እዋን ጉጅለ ውሕመ ኣብ ምትሕብባር ንዘርኣይኡ ኣመራርሓ ኢየን ኣመስጊነን።

ብተወሳኺ ልኡኽ ውሕመ ኣብ ዝኾነ እዋን ንዝተመደባሉ ዓዲ ህዝቢ ንምሕጋዝ ልኡኾም ንዝተዋፅኡ ኢትዮጵያዊያንን ዜጋታት ወፃኢ ዓዲን ከምኡወን ኣባላት እቲ ትካል ምምስጋነን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.