Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ሚስተር ስኮት ዌበር ተዛቲየን።

እቲ ዘተ ኢንተርፒስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ህንፀት ሰላምን ዘላቒ ናይ ምግባር ፕሮጀክትን ዘድሃበ ኢዩ ተባሂሉ።

እተን ፕሬዚዳንት፥ ዘላቒ ሰላም ክመፅእ ዝኽእል በህዝቢ ከምዝኾነ ገሊፀን።

ብብርኪ ከባቢ ሽምግልናን ህንፀት ሰላምን ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ብምባል ድጋፍ ምግባር ከምዘድሊ ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.