Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ሓደ መዓልቲ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ሰኒየሙዎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ትማሊ ምክያዱ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.