Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕር ቀይሕ መስቀል ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕር ቀይሕ መስቀል ሚርጃና ስፖልጃሪክ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒተን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታትን ዝነበረ ጎንፂ ኣብታ ሃገር ኢሉ እውን ኣብ ማሕረሰብ ብዛዕባ ዘሕደሮ ፅዕንቶ ኣመልኪተን ከምዝዝትያ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፅን ኣፍሊጠን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.