Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኮሚሽነር ጁታ ኡርፒላይን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ኣዘራሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምሕዝነት ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ኣዘራሪበን።

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ብዛዕባ ዘሎ ዝፀንሐ ርክብ ኣመልኪተን ተዛቲየን።

ኮሚሽነር ኡርፒላይነንን ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌየንን፥ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን ከምዝነበራ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.