Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ፌዴራል ብሞያ ፖሊሳዊ ኢንተለጀንስ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓታትን ኣባላትን ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብሞያ ፖሊሳዊ ኢንተለጀንስ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓታትን ኣባላትን ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

እቲ ትካል ኣብ ብሰብ ሞያ ኮሌጅ ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣቢሉ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓታትን ኣባላትን ፖሊስ ኣብ ምክልኻል ገበንን ምርመራን ስርሑ ሓበሬታ መሰረት ዝገበረ ፖሊሳዊ ምውፋር ምሃብ ንኽኽእሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ምክትል ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ጀነራል መስፍን አበበ፥ ተመረቕቲ ምውፋር ስራሕ ብምውሳድ ክፍተታት ከምዝመልኡን ድሕንነት ህዝቢ ከምዘረጋግፁን ኢሉ እውን ንዝኾ ይኹን ልኡኽቶ ብቑዕ ብምዃን ብጥቡቕ ፖሊሳዊ ስነ-ምግባር ከምዝሰርሑ ዘለዎም እምነት ገሊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.