Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓርብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ክንክንን ሓገዝን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸል መፅንሒ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.