Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2020

ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ምርካቡ ኣብቲ ክልል ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ። ምስቲ ውልቀሰብ ንኽክእ ዝነበሮም 24 ሰባት ከምዝተፈለዩ እውን ተሓቢሩ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ፥ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሒዛ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣውቶብስ ብምግልባጣ ዝተፈጠረ እንትኸውን፥ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ተምሃሮ ብተወሳኺ…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 17 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ሚዳቀኝ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 17 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ትራፊክ፥ ኣብቲ ወረዳ በላሚ ኣብ ዝበሃል ከተማ ትማሊ ናይ ንጉሆ ሰዓት ፈረቓን ፈረቓን ዘጋጠመ ኢዩ። በቲ ሓደጋ…

ዩንቨርስቲ መቐለ ተምሃሩኡ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያታት ነናብ ከባቢኦም የጓዓዕዝ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ተምሃሩኡ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ነናብ ከባቢኦም የጓዓዕዝ ከምዘሎ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረህይወት ኣብ ትዊተር ገፅ ከምዝፀሓፍዎ፥ ብብርኪ ዓለም ኣጋጢሙ ካብ ዘሎ ለበዳ…

መከራ እንትገጥመና ብሓድነት ከምእንሻገሮ ብተግባር ነርእይ – ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ቫይረስኮሮና ዘስዕቦ ፀገም ብምፅዋር ብዓወት ንምሽጋር ብዝምልከቶ ኣካል ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ምግባር ከምዘድሊ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ…

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ 15 ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ ዝተመደቡሉ ዓዲታት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 ለካቲት 2012 ዓ.ም ዝተሾሙ 15 ኣምባሳደራት ዝተመደቡሉ ዓዲታት ዕላዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ፦ ኣምባሳደር ብርሁኑ ፀጋዬ - ኣውስትራሊያ ካንቤራ ኣምባሳደር ያለም ፀጋይ - ኩባ ሃቫና…

50 ኣባላት ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ወርሓዊ መሃየኦም ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ኣወፊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ኣባላት ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ወርሓዊ መሃየኦም ኣወፊዮም። እቶም ኣመራርሓታት ትማሊ ኣብ ዘሳለጥዎ ኣኼባ ኢዮም ነቲ ሓገዝ ከምዘወፈዩ ዝገለፁ። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀረባ እዋን ካብ…

መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝዓለመ ን15 መዓልታት ዝፀንሕ ዝርዝር ነጥብታት ህፁፅ ኣዋጅ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈፃሚት ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ህዝቢ ትግራይ ሓደጋ ከየብፀሐ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ን15 መዓልታት ዝፀንሕ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ከምዝተኣወጀ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ…

ኣብ ትግራይ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ ዝወፅአ መምርሒ ተግባራዊ ኣብ ዘይገብራ ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 17፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቢሮ ኮንስትራክሽን መገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ምስ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ተተሓሒዙ ከመይ ክንከላኸሎ ከምዝግባእን ኣብ ግልጋሎት መጓዓዝያ ዝተዋፈራ መኻይን ብኸመይ ግልጋሎት ክህባ ከምዘለወንን ዘድሃበ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቢሮ…

ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ድንጋገ ህፁፅ እዋን ወሲኑ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 17፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ (COVID-19) ንምክልኻል ድንጋገ ህፁፅ እዋን ወሲኑ። ብመሰረት ተመሓይሹ ዝወፅአ ሕገ-መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዓንቀፅ 56 ንኡስ ዓንቀፅ 8 ከምኡ…