Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2020

ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ዲሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ስኢኖም

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 17፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም ሰለስተ በፂሑ። ካብዚኦም በዓል ሞያ ሕጊ ሰብኣዊ መሰላትን ኣማኻሪ ፕሬዚዳንትን ጂን ጆሴፍ ሙከንዲ ዋ ሙሉምባ ሓደ እዮም። ሙሉምባ ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ፌሊክስ…

ኢትዮ ቴሌኮም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ንምግባር ዘኽእል መተኣኻኸቢ እቶት ናይ ስልኪ መልእኽቲ 444 ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ንምግባር ዘኽእል መተኣኻኸቢ እቶት ናይ ስልኪ መልእኽቲ 444 ዕላዊ ገይሩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዙ ቀረባት ኣቑሑትን ገንዘብን…

ካቢኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምክልካል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ውሳነታት ንምውሳን ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምክልካል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ውሳነታት ንምውሳን ይዝቲ ኣሎ። እቲ ካቢኔ፥ ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓደጋ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ነቲ…

ትካላት ቤተ ክስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክስቲያን ኢትዮጵያ ንግዚኡ ግልጋሎት ጠጠው ንኸብላ ቅዱስ ሲኖዶስ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ንግዚኡ ዝዕፀዉ ክፍሊታት ስራሕን ትካላትን ዕላዊ ገይሩ። ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ብፁእ ኣቡነ ያሬድ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ስግኣ ዓለም ኮይኑ ዘሎ ለበዳ…

ልዕሊ 873 ሺሕ ልዕሊ 873 ሺሕ ናይ ሓሶት ዶላር ኣሜሪካ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ክፍለ ከተማ ኣዘዞ 873 ሺሕን 900 ልዕሊ 873 ሺሕ ናይ ሓሶት ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት 5ይ ፖሊስ ጣቢያ ከተማ ምምሐዳር ጎንደር ዋና ኢንስፔክተር ቻላቸው የኔነህ፥ እቲ ናይ ሓሶት…

ኣብ ክልል ደቡብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምንካይ ን3 ሺሕን 642 ተሃነፅቲ ምሕረት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንመዕጋት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኣቢያተ ህንፀት ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ በቲ ሕማም ከይጥቅዑ ንምክልኻል 3 ሺሕን 642 ተሃነፅቲ ብምሕረት ንኽፍትሑ ተወሲኑ…

ልኡል ዌልስ ቻርለስ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡል ዌልስ ቻርለስ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። እቶም ወዲ 71 ዓመት ልኡል ዌልስ ብዝተገበረሎም ምርመራ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉን ምክት ናይቲ ቫይረስ ከምዝርኣዮምን ካብ ንጉሳዊ ዓሌት ብሪታኒያ ዝወፅኡ ሓበሬታታት ኣመላኺቶም። ጓል…

ዩኒቨርስቲታት ተምሃሮአን ናብ ዋና ዋና ከተማታት ንኸብፅሓ ኣንፈት ተቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ነናብ ስድራ ቤቶም ኣብ ዝምለሱሉ ከይዲ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዝብል ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ብጥቃቐ ብዝተመልኦ መገዲ ነናብ ዝመፅኡሉ ከባቢ ይመለሱ ዝብል ውሳነ ምምሕልላፉ ይዝከር። ሚኒስቴር…

ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ናይ ገፅ መሸፈኒ (ማስክ) ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኩባንያታት ትእምት ሓደ ዝኾነ ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናይ ገፅ መሸፈኒ (ማስክ) እናፍረየ ናብ ዕዳጋ ንከቕርብ ሃገራዊን ክልላዊን ኣፍልጦ ከምዝረኸበ ተገሊፁ። እቲ ትካል ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ናብ ኢትጵያ…

ኣብ ኣቢያተ ህንፀት ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል 4 ሺሕን 11 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ከምዝፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣቢያተ ህንፀት ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል 4 ሺሕን 11 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ከምዝፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ቦርድ ይቕሬታ እቶም…