Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት ዓረብ ኢሚረሬታት ኣብዱራህማን ቢን…

210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ግልገል በለስ- ዓብዪ  ግድብ ህዳሰ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መከላከያ መሃንዲስ ካብ ግልገል በለስ ክሳብ  ዓብዪ  ግድብ ህዳሰ ዝሃነፆ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ብምዝዛም ተመሪቑ። እቲ ዋና መምርሒ ካብ ሳልሳይ በርኪ ፀፀር መገዲ ናብ ላዕለዋይ ብርኪ ፀፀር መገዲ ዘዕበዮ መገዲ…

ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን እናተቓለስና ስርዓት ዴሞክራሲ ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ። ዋና ዳይሬክተር በዓል…

ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ “ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ንኩለ መዳይ ምዕባለ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ። እቶም ፕሮጀክትታት ብመንስቲ፣ ህዝቢን ኣጋር ኣካላትን ዝተሃነፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት…

ኣብ ኢትዮጵያ ልምዓት ፍረምረ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ልምዓት ፍረምረ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ “ልምዓት ኣቮካዶ ሰፊሑ እታ ሃገር እቲ ፍርያት ንወፃኢ ዕዳጋ ክሳብ…

እምነት፣ ብሔርን ኣረኣእያ ፖለቲካን ሓደ ኮይንና ካብ ምንባር ከምዘይኽልክሉና ማሕበረሰብ ኣውራ ኣምባ ህልዊ ምስክር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነት፣ ብሔርን ኣረኣእያ ፖለቲካን ሓደ ኮይንና ካብ ምንባር ከምዘይኽልክሉና ማሕበረሰብ ኣውራ ኣምባ ህልዊ ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሃዋሳ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሕ፥ ሓላፊት ቅርንጫፍ…

ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ፓን-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ፓን-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሣ ፋቂ  መኽፈቲ መደረ  ኣስሚዖም። ሓደሽቲ…

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ሕብረተሰብ ካብ ስርቂ ክሕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ሕብረተሰብ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምትሕብባር ካብ ስርቂን ዕንወትን ክሕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ኣብ ዘንፀላለዉሉ ፀገማትን…