Fana: At a Speed of Life!

295 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)295 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናበ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

እቶም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝኸኣሉ ዜጋታት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቶም ካብ ስደት ዝተመለሱ ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.