Fana: At a Speed of Life!

4 ጳጉሜን መዓልቲ ጀግንነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ 4 ጳጉሜን “ጀጋኑ ሃገረይ ከኽብር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቓል መዓልቲ ጀግንነት ክኽበር ኢዩ።

ኣብዚ መዓልቲ ብፍሉይ ብዋጋ ዘይትመን ናይ ህይወት መስዋእቲ እናኸፈሉ ሰላምን ክብሪን ሃገር ንምኽባር ደው ዝበሉ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ክምስገኑ ኢዮም።

ካብዚ ብተወሳኺ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዘተሓባበሮም ተግባራት ሓገዝ ኣብ ጎኑ ንዝኾኑ ደገፍቲ ምስጋናን ኣፍልጦን ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ንዘዕወተን ሰናማዊ መረፃ ንዘካየደን ህዝቢ እውን ምስጋና ክቐርበሉ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.