Fana: At a Speed of Life!

5ይ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ሰብ ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲ፣ ተወከልቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣቕረብቲ ቴክኖሎጂን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ኣብ ወፃኢን ርከቡ ቁልፊ ትካላት ፋይናንስ ተረኺቦም።

ኣብቲ ጉባኤ ስርዓት ፋይናንስ ዝተፈላለዩ መፅናዕቲታት ከምዝቐርቡን ኣብ ስርዓት ፖሊሲ ፋይናንስ ብዕምቆት ከምዝግምገም ተሓቢሩ።

ብታሪኩ ለገሰ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.